ቃለ መጠይቕ ምስ ተዓወቲ ሻምፕዮን ኤርትራ 2022

Your browser doesn’t support HTML5

ዓርቢ 24 ሰነ ብናይ ክሮኖ ሜትር ውድድር ዝፈለመ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፡ ትማሊ ሰንበት 26 ሰነ 2022 ፡ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ብዝተኻየደ ናይ 171.1 ኪ.ሜ ናይ ጽርግያ ውድድር ፡ብዓወት ፕሮፌሽናል ተቐዳዳሚ መርሃዊ ቅዱስ ተዛዚሙ።