ቃለ መጠይቕ ምስ በዓል ሞያ ማሕበራዊን ስድራቤታዊን ጉዳያት ኣቶ ክብረኣብ ይመስገን

Your browser doesn’t support HTML5

ኣቶ ክብረኣብ ይመስገን ንማሕበራዊን ስነ ኣእምሮኣዊን ኩነታት ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዘሎ ማሕበረሰብ ንምምዕባልን ንምሕጋዝን ‘ማሕበራዊ ህውየት’ ዝብል ምኽራዊ ኣገልግሎት ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃን ይህብ ኣሎ። ንሱ ነዚ ዕዮ ክጅምር ዘዳፋፍኦ እቲ ዘንቆልቁል ዘሎ ማሕበራዊን ስነ ኣእምሮኣዊን ኩነታት ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዘሎ ማሕበረሰብ ምዃኑ ይገልጽ።