ቃለ መጠይቕ ምስ በዓል ሞያ ሕጊ ኣምሃ ሃብተማርያም

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራን ካልኦት 12 ሃገራትን ንነባርነት ዝምልከት እገዳ ቪዛ ኣሜሪካ ፡ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ስልጣን ኣብ ዝሓዘሉ ቀዳማይ መዓልቲ ኣልዒልዎ'ሎ።

እንተኾነ ሕጂ'ውን ኤርትራ ካብተን ንዝጥረዙ ዜጋታትክን ምቕባል ኣቢኽን ተባሂለን እገዳ ቪዛ ዝተገብረለን ሃገራት ኮይና ቀጺላ'ላ።

ንሱ'ውን ክልዓል'ዩ ዝብል ትጽቢት እንተሎ'ውን መኣስ ከምዝልዓል ንጹር ኣይኮነን ይብል ጠበቓ ኢሚግረሽን ኣቶ ኣምሃ ሃብተማርያም ካብ ቨርጂንያ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ በዓል ሞያ ሕጊ ኣምሃ ሃብተማርያም