ቃለ መጠይቕ ምስ ስነ ጥበባዊ ዓወት ዑቕባይ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

'ስነጥበባውያን ንኤርትራ' እንዳዘናገዐ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ምምካት ዝዓለመ፡ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዘለው ስነጥበባውያን ዝሳተፍዎ መደብ ብርሕቕት ዝተፈላለዩ መድረኻት የዳልው።