መቐለ —
ሆስፒታል ዓይደር ኣብ ትግራይ ኩናት ቅድሚ ምክያዱ ኣብ ሃገር ካብ ዘለዋ ሆስፒታላት ሙሉእ ሕክምና ብምሃብ ብካልኣይ ብርኪ ዝቅመጥ ዝነበረ'ዩ ክብሉ መዲካል ዳይሬክተር ሆስፒታል ኣይደርን ስፔሻሊስት መጥባሕትን ዶ/ር ክብሮም ገብረስላሰ ገሊፆም።
Your browser doesn’t support HTML5
ቃለ መጠይቕ ምስ ሜዲካል ዳይሬክተር ኣይደር ሆስፒታል መቐለ