ቃለ መጠይቕ ምስ መምሃሪ ቋንቋ ትግርኛ App ዘዳለወ ኣቶ በእምነት ክብርኣብ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኣሜሪካ ከተማ ሎስ ኣንጀለስ ዝነብር ኤርትራዊ ኣቶ በእምነት ክብር ኣብ ንደቁ ቋንቋ ትግርኛ መምሃሪ ዝሕግዝ ንጥፈታት ኣብ ዝደልየይሉ ዝነበረ እዋን እኹል ዝኾነ ቀረብ ከምዘየለ ኣተውዒሉ። በዚ ድማ ቋንቋ ትግርኛ ንምንባብን ምዝራብን ትሕግዝ App ምስ ሰብሞያ ኮይኑ ብምድላው ኣብ ዝሓለፈ ቁሩብ ሰሙናት ንተጠቐምቲ ኣቕሪቡ’ሎ።