ቃለ መጠይቕ: ምስ ሓላፊት ኮሚኒኬሽን ክልል ትግራይ ወ/ሮ ሊያ ካሳ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ፥ ኣብ ምርጫ ብዝሒ ድምጺ ንዘይረኽቡ ውዱባት መናብር ዝህብ ክልላዊ ሕገ-መንግስቲ ከም ዘመሓየሸ ኣፍሊጡ። ንድምጺ ኣመሪካ ዝተዛረበት ሓላፊት ኮሚኒኬሽን ክልል ትግራይ ወ/ሮ ሊያ ካሳ፡ ንኽብሪ`ቶም ደሞክራሲያዊ ተሳትፎ ዝገበሩ ዜጋታት ተባሂሉ፥ ነቶም ዝመረጽዎም፥ ግን ከኣ ዘይሰዓሩ`ውን፥ ዝተወሰነ መናብር ተሓዚእሎም ከምዘሎ ኣፍሊጣ።

ቀዳማይ ክፋል ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ ሓላፊት ኮሚኒኬሽን ክልል ትግራይ ወ/ሮ ሊያ ካሳ