ቃለ መጠይቕ ምስ ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ ክልል ትግራይ ኣብ ጉዳይ ናብቲ ክልል ዝኣተዋ ሓገዝ ዝጸዓና መካይን

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ ክልል ትግራይ ኣብ ጉዳይ ናብቲ ክልል ዝኣተዋ ሓገዝ ዝጸዓና መካይን

21 ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ድሕሪ 109 መዓልታት ናብ ክልል ትግራይ ኣትየን ኣለዋ።

ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ ክልል ትግራይ ዶ/ር ኣትንኩት መዝገቦ ብዛዕባ እተን ናብ ክልል ትግራይ ኣትየን ዘለዋ ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ከምኡ'ውን ንመጻኢ ዘሎ መደባት ሓቢሮም።

ዶ/ር ኣትንኩት ብመሰረት'ቲ ኣብቲ ክልል ዘሎ ኩነታት ኣስታት 300 ሓገዝ ዝጸዓና መካይን መዓልታዊ ናብቲ ክልል ክኣትዋ ከምዘድልይ ሓቢሮም።