ቃለ መጠይቅ ምስ ንስነ-ጥበባውያን ክፍሎም ይከኣሎን ምሕረትኣብ ጸጋብርሃንን

Your browser doesn’t support HTML5

ክፍሎም ዝደረፋን ምሕረታኣብ ዝገጠማን ኣብ ቀረባ ዝተዘርገሐት 'መንነትይ' ትብል ደርፊ መዘራራቢት ኮይና'ላ። ብዛዕባ እዛ ደርፍን ጉዕዞኦምን ተመኩሮን ኣብ ስነ ጥበብን ክካፍሉና ንስነ ጥበባውያን ክፍሎም ይከኣሎን ምሕረትኣብ ጸጋብርሃንን ዓዲምና'ዮም አለና።