ቃለ መጠይቅ ምስ ተመራማሪ ጉዳያት ሃይማኖት ዓብዱረዛቅ ጣሃ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ተመራማሪ ጉዳያት ሃይማኖት ዓብዱረዛቅ ጣሃ

ጾም-ሮሞዳን ሎሚ ይኣቱ`ሎ። ኣብ ዙርያ -ዓለም ዘለዉ ኣመንቲ እስልምና ከከም ጂኦግራፊያዊ ኣቀማምጥኦም ንወርሒ ኣብዝርኣይሉ ካብ ሎሚ ወይ ካብ ጽባሕ ሓሙስ ጀሚሮም ን 30 መዓልታት ክጾሙ`ዮም።

ኣብ ትርጉምን ትግባረን ሮመዳን ኣመልኪትና ንሓደ ተመራማሪ ጉዳያት ሃይማኖት ዓብዱረዛቅ ጣሃ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቅ ምስ ተመራማሪ ጉዳያት ሃይማኖት ዓብዱረዛቅ ጣሃ