ዋሽንግተን —
ኣብ መጀመርያ'ዚ ሰሙን'ዚ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ድሕሪ 20 ዓመታት ቦኽሪ በረራኣ ናብ ኣስመራ አካይዳ።
ኣብታ ቀዳመይቲ ነፋርቲ ተሳፈርቲ ካብ ዝኾኑ ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ነበር አቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ሓደ እዮም።
ንሶም ብዛዕባ ናይ ኤርትራ ዑደቶም ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ዘካየድዎ ቃለ መጠይቅ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ቃለ መጠይቅ ምስ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ነበር ሃይለማርያም ደሳለኝ