ቃለ መሕትት ኣብ ጉዳይ ክታበት ቫይረስኮሮና ንህጻናት - ዶ/ር ሰይፉ መንገሻ

ዶ/ር ሰይፉ መንገሻ

ዶ/ር ሰይፉ መንገሻ ኣበራ ይበሃሉ ኣብ ግዝኣት ዋሽንግተን ከተማ ሲያትል ኣብ ዩኒቨርስቲ ዋሽንግተን ሓኪም ውሽጣዊ ደዌ እዮም ። ንህፃናትን ዝወሃብ ክታበት ኮቪድ ጠሚቱ ኣብ ማሕበረሰብ ዝረኣዩ ስግኣታትን ሞያዊ ሓበሬታታትን ብዝምልከት ዝተኻየደ ቃለ መሕትት ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መሕትት ኣብ ጉዳይ ክታበት ቫይረስኮሮና ንህጻናት - ዶ/ር ሰይፉ መንገሻ(1ይ ክፋል)

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መሕትት ኣብ ጉዳይ ክታበት ቫይረስኮሮና ንህጻናት - ዶ/ር ሰይፉ መንገሻ(2ይ ክፋል)