ዋሽንግተን —
3 ግንቦት ተዘኪሩ ኣብ ዝወዓለ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ምኽንያት ብምግባር፡ ድምጺ ኣመሪካ ክፍሊ ኣፍሪቃ፡ ኣብዚ ኣርእስቲ ፍሉይ ምድላዋት ገይሩ ኣሎ።
ኣብ ናይ ትማሊ ፈነወና ንኤርትራ ዝጠመተ መደብ ነይሩ፡ ሎሚ ድማ ናብ ክወስደና’ዩ። ጋዜጠኛ ኣላን ክዩካ ካብ ደሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ምስ ስራሓት ጋዜጠኝነት ተኣሳሲሩ ዝገጠሞ ጸገማት ንምክትታል ኣዘራሪብናዮ ኣለና።
Your browser doesn’t support HTML5
ቃለ መሕትት ምስ ጋዜጠኛ ኣላን ክዩካ ካብ ደሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ