ቃለ መሕትት ምስ ዶ/ር ሓድሽ ተስፋሃንስ ኣብ ኩነታት ቫይረስኮረናን ክታበትን

Your browser doesn’t support HTML5

ኮቪድ 19 ፈጺሙ ዝጠፍእ ኣይመስልን። ናይ ሎሚ መደብ ጥዕና ኮቪድ 19 ኣብዚ እዋን ዝርከበሉ ኩነታትን ኣድላይነት ክታበትን ብፍላይ ኸኣ መበራትዒ ክታበት ተባሂሉ ዝፍለጥ ክታበትን ረብሕኡን ብዝምልከት ካብዚ ካብ ከባቢ ዋሽንግተን ዲሲ ንዶ/ር ሓድሽ ተስፋሃንስ ሓጎስ ኣዘራሪብና'ለና።