ዋሽንግተን —
ጽመት-እዝኒ ዘለዎ ሃይለ ቦኽረ ፡ 50 መጻሕፍቲ በጺሑ`ሎ። ዝተፈላለዩ መጸሓፍትን ግጥምታትን ከምኡ ናይ ትርጉም ስርሓት ኣፍሪዩ። ንኸምኡ ዝበሉ ብጾቱ ንምሕጋዝ `ውን ምስማዕ ዝሰ ኑ ዝምልከቱ ዛንታታት፡ ልበ-ወለዳትን ግጥምታትት ዝሓዛ ሸውዓተ መጸሓፍቲ ደሪሱ።
ካልኦት መጻሕፍቱ ኣብ ባህሊ ታሪኽን ወግዕን ሕብረተሰብ ኤርትራ፡ ከምኡ`ውን ንኹሉ ሕብረተሰብ ይጠቅም ዝበሎ ሳይንሳዊ ኣስተምህሮታት`ውን የጠቓልል።
ምስ ደራሲን ገጣምን ሃይለ ቦኽረ ዝተኻየደ ቃለ መሕተት ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
Your browser doesn’t support HTML5