ቃለ-መሕትት ምስ ኣብ ከተማ መቐለ ዘኽታማት ቆልዑ ኣብ ምዕባይ ግብረሰናይ ስራሕ ተዋፊራ ትርከብ መምህር
Your browser doesn’t support HTML5
ኲናት ትግራይ ዝፈጠሮ ምምዝባል ንሓያሎ ቆልዑ ኣደዳ ዝኽትምናን ምጕስቓል ገይሩ ኣሎ። ምስቲ ዘሎ ኵሉ ጸገማት፡ ነዚ ሃጓፍ’ዚ ዝመልኡ ዜጋታት’ውን ኣለዉ። መምህር ኢለኒ ገ/ሄር ሓንቲ ካብኣቶም’ያ ኣበርክቶኣ ብዝምልከት ኣዘራሪብና አለና።