ቃለ መሕትት ምስ ኣባላት መርበብ ሰብ ሞያ ሕክምና ንትግራይ

  • ገብረ ገብረመድህን

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኣመሪካ ዝመደብሩ ‘መርበብ ሰብ ሞያ ሕክምና ንትግራይ’ ብኢንግሊዝኛ ኣፀዋውዓ Health Professionals Networking for Tigray ብህፅሮተ ቃል HPN4TIGRAY ኣብ ክልል ትግራይን ኣብ ሱዳን ንዝርከቡ ማእኸላት መዕቖቢ ስደተኛታትን ንዝርከቡ ተወላዶ ትግራይ ዝሕግዝ ማሕበር እዩ። ብዛዕባ እቲ ማሕበርን ስራሕቱን መብርሂ ክህባና ካብ መስራቲ እቲ ማሕበር ሓንቲ ዝኾነት ዶክተር ርሻን ደስታን ክኢላ ሳይኮቴራፒ ለምለም ዘለለውን ኣዘራሪብናየን ኣለና።