ቃለ መሕትት ምስ ስነ ጥበባዊት አለም ተኽሉ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ሃገረ ጣልያን እትነብር ኣለም ተኽሉ ቅ፟ርፃን ስእልን እትሰርሕ ፤ ብሞያ ንሳዕቤናትን ስደት እተቃልዕ ኣርቲስት እያ ። ንስራሕታን ቀንዲ ተሞክሮታት ጉዕዞ ህይወታን ኣመልኪታ ምስ ድምጺ ኣመሪካ ዘካየድቶ ቃለ መሕትት
Your browser doesn’t support HTML5