ቃለ መሕተት ምስ ወ/ሮ ኣልማዝ ነጋሽ ኣብ ጉዳይ ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃን ኣመሪካን
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብዚ ሰሙን’ዚ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ መራሕቲ ኣመሪካን ኣፍሪቃን፡ ዳስፖራ ኣፍሪቃውያንን ኣውፈርቲ ሃብቲን ተኻፊሎም ኔሮም:ዝተፈላለየ መደባት ኣካል’ቲ ዋዕላ ኔሩ።
ብዛዕባ’ዚ ኽተካፍለና ኣብቲ ኣኼባ ንዝተኻፈለት መስራቲት ዳይሬክተርን ኣባል ቦርድን ኣፍሪካን ዳያስፖራ ኔትወርክ ኤርትራዊ ኣመሪካዊት ወ/ሮ ኣልማዝ ነጋሽ ኣዘራሪብናያ ኣለና።