ቂሐ-ጽልሚ፥ ስነ-ጥበብ መልቀስ ብምኽንያት መዓልቲ ስዉኣት ኤርትራ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

እዚ ወርሒ ሰነ፡ ወርሒ መዓልቲ ስዉኣት ኤርትራ ተባሂሉ ይዝከር-ብፍላይ ግን መዓልቲ 20 ሰነ።

ነዚ ምኽንያት ጌሩ ፡ማሰኛን ገጣማይን ግርማይ ኣስፍሃ(ዓንቂ) ንሓደ ኣብዚ ዝሓለፈ 2ተ ወርሒ ዝዓረፈ ነባር ተጋዳላይን ወተሃደራዊ ኣዛዝን ተወልደብርሃን ገብረመድህን(ጫዓሎ) ከም ኣብነት ኣልዒሉ መልቀስ ጌሩ'ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቂሐ-ጽልሚ፥ ስነ-ጥበብ መልቀስ ብምኽንያት መዓልቲ ስዉኣት ኤርትራ