ቂሐ-ጽልሚ ምስ አባላት ኣብ 60`ታት 70`ታት ኣብ ኣስመራ ትነጥፍ ዝነበረት ጃጉዋር ባንድ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ 1969 ኣብ ኣስመራ ዝተመስረተት ጃጉዋር ባንድ ሙዚቃ፡ ድሕሪ ነዊሕ እዋን ኣብ ኢጣልያን ካልኦት ሃገራት ኤውሮጳን ብሓዲሽ ተጠርኒፋ ምርኢታታ ክተቐርብ ጀሚራ`ላ።
Your browser doesn’t support HTML5