ኣስመራ —
ስነ ጥበባዊ ተስፉ ኪሮስ(ግራይ) መራሒ መድረኽ ፡ ገጣማይን ተዋሳኣይን`ዩ።
ብርክት ዝበሉ ኣብ ልቢ ኣፍቀርቲ ሙዚቃን ኣስተማቐርቲ ደርፍን ፍሉይ ቦታ ዘለዎም ብናቱ ግጥምታት ዝተሰርሑ ደርፍታት ንብዙሓት ድምጻውያን ሂቡሎ- ‘ፎርሳ’ ትብል ናይ ወዲ-ሃለቃ፡ ‘ኮራለይ’ ትብል ናይ ቃለኣብ ከምኡ ድማ ‘ኣውቲስታይ’ ናይ ኤደን ተኸስተ።
እተን ደርፍታትውን ነቶም ድምጻውያን ስምን ዝናን ንኽረኽቡ ዓቢ ተራ ዝተጻወተ ስነጥበባዊ ‘ዩ ተስፉ ኪሮስ (ግራይ)። ኣብ ኣስመራ ምስኡ ዝተኻየደ ዕላል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
Artist Tesfu Kiros Giray