ቁጽሪ ንድሕነቶም ብምስጋእ ካብ ጅቡቲ ዝሃደሙ ኢትዮጵያዊያን 4ሽሕ በጺሑ

ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ኣብ ኬንያ መዓስከር ስደተኛታት

ቁጽሪ ንድሕነቶም ብምስጋእ ካብ ጅቡቲ ዝሃድሙ ኢትዮጵያዊያን 4 ሽሕ ከምዝበጽሓ ምክትል ኮሚሽነር ምክልኻል ሓደጋን ድልውነትን አቶ ለሙ አለካ ንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢሮም።

ንሶም ብተወሳኺ መብዛሕትኦም ተወላዶ ኦሮሞ ዝኮኑ እዞም ኢትዮጵያዊያን ጥሪቶምን ገንዘቦምን ሓዲጎም ህይወቶም ንምድሓን ይሃድሙ ኣለው ክብሉ ገሊጾም ኣለው።

ካብኣቶም እቶም 2ሽሕ ኣብ ወረዳታት ምዕራብ ሃረርጌ ከምዝሰፈሩ ኣቶ ተኽለ ዳርስ ንድምጺ ኣሜሪካ ወሲኾም ሓቢሮም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቁጽሪ ንደሕንነቶም ብምስጋእ ካብ ጅቡቲ ዝሃደሙ ኢትዮጵያዊያን 4,000 ምብጽሑ ተገሊጹ