ቁጽሪ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ምቁራጽ ዝሞቱ ስደተኛታት ይውስኽ ምህላው ተገሊጹ

ኣብ ሃገሮም ካብ ዘሎ ኲናት ፣ስደትን ቁጠባዊ ቅልውላውን ሃዲሞም ካብ ዝስደዱ: ቁጽሪ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ምቁራጽ ዝሞቱ ስደተኛታትን ፍልሰተኛታትን ይውስኽ ምህላው ትካላት ሕቡራት ሃገራት ገሊጾም ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

Your browser doesn’t support HTML5

ቁጽሪ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ምቁራጽ ዝሞቱ ስደተኛታት ይውስኽ ምህላው ተገሊጹ