ቀባኢ ኤርሚያስ ዑቝበ ኣብ በበይኑ ግዜን ቦታን

Your browser doesn’t support HTML5

ቀባኢን ቀራጺን ኤርሚያስ ዑቝበ ብዘመናዊ ቅዲ ስራሓቱ ካብ ዝልለዩ ኤርትራውያን ስነ-ጥበበኛ ኢዩ። ሕጂ ኣብ ሃገረ ሽወደን ዝርከብ ኤርሚያስ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝነበረሉን ድሕሪኡ’ውን ካብ ኤርትራን ምስ ወጽአ፡ ብውሑዱ ኣብ ዓመት ሓንሳብ ናይ ስእሊ ምርኢት ከም ዝገብር ይሕብር። ብዛዕባ ስራሓቱ፡ ጽልዋ ስደተ ኣብ ቅብኣን ምስኡ ዝተኣሳሰር ኣርእስታትን ኣመልኪትና ንዘገበርናዮ ዕላል ንምክትታል ኣብዚ ሰዓቡ።