ቀ/ሚ ካናዳ መንበር አባልነት ባይቶ ጸጥታ ሕ/ሃ ንምርካብ ናብ ኣፍሪቃ የምርሑ

Your browser doesn’t support HTML5

ቀዳማይ ሚንስትር ካናዳ ጃስትን ትርዶ ኣብ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ንምስታፍ ሎሚ ሓሙስ ናብ ኢትዮጵያ ኣምሪሖም ኣለው።ዕላማ ዑደቶም ዲፕሎማት ሰንከልከል ዝብል ንዝብልዎ ምርቋሕ ንመንበር አባልነት ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ንምብርባር ምዃኑ’ውን ተሓቢሩ’ሎ።