ቀ/ሚ ኣብይ ኣብ ልዕሊ ህውሓት ዝተወስደ ፈላማይ ስጉምቲ ብዓወት ምዝዛሙ ሓቢሮም

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ልዕሊ ህውሓት ዝተወስደ ፈላማይ ዙር ስጉምቲ ብዓወት ተዛዚሙ ክብሉ ኣፍሊጦም ህውሓት ንተወሳኺ መጥቓዕቲ ወስ ክብል ኣብ ዘይክእለሉ ደረጃ ኣብጺሕናዮ ኣለና ዓቕሙ አዳኪምናዮ ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚንስትር:ሎሚ ምሸት ንህዝቢ ኣብ ዝሰምዕዎ መደረ ጉጅለ ህውሓት ብምሉኡ ናብ ፍርዲ ክሳብ ዝቀርብ እቲ ወፍሪ ክቅጽል'ዩ ኢሎም።

እቶም ቀ/ሚ ብጽሑፍ ኣብ ዘውጽእዎ መግለጺ ሰራዊት ምክልኻል ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ውሱንን ክፍጸም ዝከአልን ዒላማታት ዘለውዎ'ዮም ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቀ/ሚ ኣብይ ኣብ ልዕሊ ህውሓት ዝተወስደ ስጉምቲ ብዓወት ምዝዛሙ ሓቢሮም