ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድን ኣቶ ለማ መገርሳን ንፈለማ ግዜ ንኢሉ ኣባቡራ በጺሖም

ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድን ፕረዚደንት ክልል ኦሮሚያ ኣቶ ለማ መገርሳን ንፈለማ ግዜ ንኢሉ ኣባቡራ በፂሖም።

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝርከብ ዞባ ኢሉ ኣባቡራ ከተማ መቱ ዝበፅሑ ክልቲኦም መራሕቲ ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ከምዝመረቑ ተፈሊጡ’ሎ።

ነባሪ ኢሉ አባቡራ ከተማ መቱ ዝኾኑ ኣቶ ንጋቱ ቶለሳ ንድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ዝሃብዎ ቃል ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይን ፕረዚደንት ኦሮምያ ኣቶ ለማ መገርሳን ነቲ ከባቢ ንፈለማ ጊዜ ምብጽሖም ከምዘሓጎሶም ገሊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድን ኣቶ ለማ መገርሳን ኒሉ አባቡራ በጺሖም