ቀ /ሚ ኣብይ ኣሕመድ ወግዓዊ ዑደት ኣብ ሱዳን የካይዱ ኣለው

Your browser doesn’t support HTML5

ቀ /ሚ ኣብይ ኣሕመድ ወግዓዊ ዑደት ኣብ ሱዳን የካይዱ ኣለው ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብዚ ዑደት ምስ ኣቦ መንበር ሉአላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌ/ጀነራል ዓብዱል ፈታሕ ኣል ቡሕራን ከምኡ’ውን ቀዳማይ ሚንስትር’ታ ሃገር ዓብደላ ሃምዶክ ተራኺቦም ኣብ ክልቲኣዊ ዝምድና ከምዝዘራረቡ ተሓቢሩ’ሎ። እዚ ከምዚ ኢሉ ከሎ ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምተይ ንወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ሎሚ ሱዳን ምእታዎም ተፈሊጡ’ሎ።