ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ካብ አባላት ፓርላማ ንዝቐረበሎም ሕቶታት መሊሶም

  • መለስካቸው ኣምሃ
    በትረ ስልጣን

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኢትዮጵያ ናይ ኪቪድ19 ለበዳ ንምምካት ዝዘርግሐቶም መስርሕ ነቲ ሓደጋ ኣብ ምንካይን ናይ ለበዳ ግዜ ብምሕፃርን ቁጠባዊ ዕብየት ንክቕፅልን ዝጠመተ እዩ ኢሎም ።

ንሶም ወሲኾም ኢትዮጵያ ካብ ዓብይ ግድብ ህዳሴ እትርኽቦ ረብሓ ንዝፃረሩ ሓይልታት እውን ብትሪ ኣጠንቂቖም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ካብ አባላት ፓርላማ ንዝቐረበሎም ሕቶታት መሊሶም