ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ካብ አባላት ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ንዝቐረበሎም ሕቶ መሊሶም

Your browser doesn’t support HTML5

ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ሓሙሻይ ምዱብ ናይ ስራሕ ዓመት ኣብ ዝጀመረሉ ሎሚ ሶሉስ ካልኣይ ምዱብ ኣኼብኡ አካይዱ’ሎ። ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብቲ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ብምርካብ ንዝቐረበሎም ሕቶታት መሊሶም።