ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ መቐለ ብምብጻሕ ምስ ኣዘዝቲ ሰራዊት ተራኺቡ:ተዘራሪቡ

PM Abiy AHmed in Mekelle

ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ትማሊ ኣብ ከተማ መቐለ ተረኺቡ፡ ኣንጻር ህወሓት ዝተኻየደ ኩናት ኣብ ሓጺር ግዜ ዛዚምናዮ ኣለና ኢሉ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ​ ኣብ​ይ ኣብቲ ኣብ ከተማ መቐለ ዝገበሮ ምብጻሕ፡ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣድናቖቱን ምስጋንኡን ድሕሪ ምግላጽ ምስ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ተማኺሩ ተመሊሱ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ መቐለ ብምብጻሕ ምስ ኣዘዝቲ ሰራዊት ተራኺቡ:ተዘራሪቡ