ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ምስ ኣዛዚ ኣፍሪኮም ተራኺቦም፡ተዘራሪቦም

ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ኣዛዚ ሰራዊት ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ /ኣፍሪኮም/ጀነራል ስቲፈን ተውሴንድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተዘራሪቦም።

ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክልቲ ኦም ሰበ ስልጣን ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ወታደራዊ ምትሕብባርን ካልኦት ዛዕባታትን ከምዝተዘራርቡ ኣፍሊጡ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ምስ ኣዛዚ ኣፍሪኮም ተራኺቦም፡ተዘራሪቦም