ቀ/ሚ ኣብይ ምስ ዋና ጸሓፊ ሕ/ሃ ብቴሌፎን ተዘራሪቦም

  • ዜና ቪኦኤ
    በትረ ስልጣን

Ethiopia Pm Abiy and U.N. Secretary-General Antonio Guterres

ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶኒ ጉተረዝ፣ ምስ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ብቴለፎን ከምዝተዘራረቡ ወሃቢ ቃል ሕ/ሃ ኣፍሊጡ።

ዋና ጸሓፊ ቀ/ሚ ኣብ ዝርርቦም፣ ብዛዕባ ሰብኣዊ ቀረባት ናብ ዞባ ውግእ ዝኣትወሉ ኣገባብ፣ ከምኡውን ኣብ ኢትዮጵያ ፖለቲካዊ ልዝብ ከምዘልዐሉ እቲ ዜና ሓቢሩ።