ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ምስ ናይ እስራኤል መዘነኦም ቀ/ሚ ቤንጃሚን ነታንያሁ ተራኺቦም፡ተዘራሪቦም

Your browser doesn’t support HTML5

ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ምስ ናይ እስራኤል መዘነኦም ቀ/ሚ ቤንጃሚን ነታንያሁ ኣብ ከተማ እየሩሳሌም ተራኺቦም፡ ኣብ ክልቲኣዊ ዝምድና ብፍላይ ድማ ኣብ ዓውድታት ንግዲን ምክልካልን ዝምልከት ሓባራዊ ጋዜጣዊ መግለጺ ሂቦም ኣለው።