ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ዝነበሮም ዑደት ዛዚሞም

ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ዝመርሕዎ ጉጅለ ኣብ ኣሜሪካ ምስ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያን ዝገበርዎ ጽምዶ ትማሊ ኣብ ሚነሶታ ዛዚሞም ኣለው።

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ሚነሶታ

ትማሊ ኣብ ክፍለ ግዝ ኣት ሚነሶታ ከተማ ሚንያፖሊስ 40 ሽሕ ህዝቢ ኣብ ዝሕዝ መ አኸቢ ህዝቢ ኣብ ዝገበርዎ መደረ ቀ/ሚ አብይ አሕመድ ፍቅርን ሓድነትን ዝብላ ቃላት ብምድግጋር እዚ ዘለናዎ እዋን መጻኢና ዝእንፍት ወሳኒ ጊዜ’ዩ ኢሎም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ዝነበሮም ዑደት ዛዚሞም