ቀ/ሚ አብይ አሕመድ ዝመጽእ ሓሙስ ኣብ ኣሜሪካ ዑደት ከካይዱ'ዮም

"መንደቅ ኣፍሪስና: ድልድል ክንሃንጽ ኢና" ብዝብል ቴማ ካብ ዝመጽእ ሓሙስ ዝጅምር ዑደት ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ አብይ አሕመድ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ታሪክ ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን ትውልደ ኢትዮጵያዊያን አሰሮም ዘንብርሉ ጊዜ ከምዝኸውን ኣብ ኣሜሪካ ናይ ኢትዮጵያ አምባሳደር ካሳ ተኽለብርሃን ገሊጾም።

እቶም ኣምባሳደር ነዚ ዝበሉ ብዛዕባ ዑደት'ቶም ቀዳማይ ሚንስተር ዝግበር ኣቀባብላን ኣብ ዝተዋህበ ጋዜጣዊ መግለጺ'ዩ።

ምሉ እ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቀ/ሚ አብይ አሕመድ ዝመጽእ ሓሙስ ኣብ ኣሜሪካ ዑደት ከካይዱ'ዮም