ዋሽንግተን —
ካብ ትሸዓተ ብሔራት ኤርትራ ሓደ ዝኾነ ብሄረ ብሌን፡ ካብ ዝፍለጠሉ ብዙሕ ባህልታት ሓደ ኣብ እዋን መርዓ ዝግበር ክኸውን ከሎ ፥ሽንጋለ ሓደ ካብኡ'ዩ።
ካብ ትሸዓተ ብሔራት ኤርትራ ሓደ ዝኾነ ብሄረ ብሌን፡ ካብ ዝፍለጠሉ ብዙሕ ባህልታት ሓደ ኣብ እዋን መርዓ ዝግበር ክኸውን ከሎ ፥ሽንጋለ ሓደ ካብኡ'ዩ።
ሽንጋለ፡ መርዓዊ ደጊም ሰብኣይ ኮይንካ ኢኻ ዝብል መልእኽቲ ዝሓዘ ኾይኑ፡ ካብ ጸጉሪ ርእሱ ብቕድሚትን ድሕሪትን ምልጻይ ማለት'ዩ ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሽንጋለ ፥ካብ ልምድታት ባህሊ ብሌን
ነዚን ካልእን ከብርህ ኣቶ ነታባይ ወልደማርያም ጋሻ ቂሔ ጽልሚ ኮይኑ ኣሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሽንጋለ ፥ካብ ልምድታት ባህሊ ብሌን