ሻቅሎት ወለዲ ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲታት ክልል ትግራይን ኩነታት'ቶም ተማሃሮን

ሓይልታት ትግራይ ንኸተማ መቐለ ድሕሪ ምቁፅፃሮም ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከቡ ዩኒቨርስትታት ናይ ዝመሃሩ ተማሃሮ ወለዲ ብዛዕባ ደቆም ይሻቀሉ ምህላዎም ይገልጹ ኣለው ።

ድምጺ ኣሜሪካ ዘዘራረቦም ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ካብ ዝርከቡ ተማሃሮ ክሳብ ሐዚ ደሕንነቶም ዝተሓለወ ምኳኑ ብምሕባር ኣገልግሎት ባንክን ስልክን ብዘይምክፋቱ ግን ከምዝተፀገሙ'ዮም ሓቢሮም ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ሻቅሎት ወለዲ ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲታት ክልል ትግራይን ኩነታት'ቶም ተማሃሮን