ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ 2021  ተዛዚሙ

ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ 2021 ብዓወት ናይ ውሽጢ ዓዲ ተቕዳዳማይ ተዛዚሙ::

ተቐዳዳማይ ዳዊት የማነ ካብ ክለብ ኣስበኮ፡ ብስራት ገብረመስቀል ካብ ጋላ-ነፍሒ ሻምፒዮን ኤርትራ 2021 ኮይኖም።

ኣብ ናይ ውልቂ ናይ ግዜ ውድድር ከኣ ፕሮፌሽናል ተቕዳዳማይ መርሃዊ ቅዱስ ካብ ክለብ ኣስታና ፡ኣድያም ተስፋኣለም ካብ ጋላ-ነፍሒ ዝቐልጠፈ ሰዓት ብምምዝጋብ ሻምፕዮን ናይ ግዜ ኮይኖም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

Your browser doesn’t support HTML5

ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ 2021  ተዛዚሙ