ኣስመራ —
ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ ጋንታ ኮፊደስ ናትናኤል ብርሃነ ብደቂ ተባዕትዮ፡ ብደቂ ኣንስትዮ ድማ ዳናይት ፍጹም ተዓወቲ ሻምፒዮን ኤርትራ 2019 ኮይኖም።
ኣብ ናይ ውልቂ ናይ ግዜ ውድድር ከኣ ፕሮፌሽናል ተቕዳዳማይ ኣማኑኤል ገ/እግዚኣብሄር ካብ ክለብ ዳይሜንሽን ዳታ ሚለና ያፌት ካብ ክለብ ሰራይር ሳዋ ዝቐልጠፈ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓወቲ ኮይኖም።
Your browser doesn’t support HTML5
ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ 2019 ኤርትራ ተካይዱ