ሸኽ መሓመድ ሑሰን አላሙዲ ተፈቲሖም

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተአሲሮም ዝጸንሑ ሸኽ መሓመድ ሑሰን አላሙዲ ብቕድሚ ትማሊ ሰንበት ከምዝተፈትሑ ተገሊጹ።

ኣብ ኢትዮጵያ ካብ መንግስቲ ቀጺሉ ካልኣይ ኣስራሒ ዝኾነ ሚድሮክ ኩባንያ ወናኒን ሓደ ካብ ሰብ ሃብቲ ዓለም ዝኾኑ ትውልደ ኢትዮጵያዊ ሸኽ መሓመድ ሑሰን አላሙዲ ካብ 2017 ጀሚሮም ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ማእሰርቲ ምጽንሖም ይፍለጥ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ሸኽ መሓመድ ሑሰን አላሙሲ ተፈቲሖም