ስፖርታዊ ትንታነ ኩዕሶ እግሪ ግጥም ፍጻመ ዋንጫ ኤውሮጳ

Your browser doesn’t support HTML5

ብሰንበት ኣብ ከተማ ለንደን ዝተኻየደ ግጥም ፍጻመ ዋንጫ ኣውሮጳ ኣብ መንጎ እንግሊዝን ኢጣልያን ከምቲ ቕድሚ ጸወታ ዝነበረ ድሕሪ ጸወታ'ውን ብዙሕ አዘራራቢን ኣኻታዒን ኮይኑ ኣሎ:: ብፍላይ ድማ ነቲ ዝነበረ ንፍጹም ቕላዕ ብዝምልከትን ድሒሩ ኣብ ልዕሊ ተጻወቲ ዝሰዓበ ዓሌታዊ መጥቓዕቲታትን ጋዜጠኛ አማኑኤል አልአዛር ትንታነ ሂቡ'ሎ::