104 ስደተኛታት ጽዒና ንሓደ ሰሙን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጸንሓት መርከብ ኢጣልያ ምእታዋ ተገሊጹ
Your browser doesn’t support HTML5
ፖሊስ ጣልያን 104 ስደተኛታት ጽዒና ንሓደ ሰሙን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጸንሓት መርከብ ጀርመን ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ምእታዎም ሓቢሮም።
አብታ መርከብ ዝነበሩ ስደተኛታት ኩሎም ኣብ ወደብ ፓዘሎ ሲሲሊ ከምዝተራገፉን ቀይሕ መስቀል ኢጣልያ ከምተቐበሎም’ውን ተፈሊጡ’ሎ።