186 ስደተኛታት ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ምድሓኖም ተገሊጹ

Your browser doesn’t support HTML5

ኤስኦኤስ ሜዲተራንንያን ዝተባህለ ትካል ግብረ ሰናይ ኣስታት 81 ስደተኛታት ትማሊ ሰንበት ቕድሚ ቑሩብ ደቓይቕ ድማ 105 ስደተኛታት ካብ ገማግም ባሕሪ ምሓኖም ገሊጹ’ሎ።ሓካይም ብዘይዶብ ኣብ ናይ ትዊተር ገጹ ብዘስፈሮ መልእኽቲ መሰረት ዳሕረዋይ ስርሒት ህይወት ኣድሕን ናይ ህይወት ኣድሕን ጀልባ ብምትዃሱ ስደተኛታት ናብ ባሕሪ ምውዳቖም ግን ኹሎም 105 ስደተኛታት ብደሓን ናብታ ዓባይ መርከብ ምብጽሖም ሓቢሩ ኣብዚ ሕጂ እዋን 356 ስደተኛታት ኣብታ መርከብ ከምዘለው ገሊጹ።