ዋሽንግተን —
ስደተኛታት፣ ካብ ክፍለ ግዝኣታት ቴክሳስን ኣሪዞናን ናብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝውሕዝሉ ጊዜ፣ ድምጺ ኣመሪካ ኣብ’ዚ ቀረባ እዋን፣ ዕቑባ ንምሕታት ንዝመጹ ሰባት፣ ብዛዕባ ካብ ሜክሲኮ ናብ ኣመሪካ ኣብ ዝሰግርሉ እዋን ዘጓነፎም ተመክሮ ንከካፍልዎ ሓቲትዎም ኣሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ስደተኛታት ናብ ኣመሪካ ንምብጻሕ ዝሓለፍዎ ተመክሮ የካፍሉ