ስእነት ቀረብ መድሃኒት ትግራይ ዝፈጠሮ ቅልውላው

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ክልል ትግራይ ዝሓለፈ ሸውዓተ ኣዋርሕ ቀረብ መድሃኒታት ብዘይ ምእታዉ፡ ህዝቢ ንዝሰፍሐ ሕማምን ሞትን ይቃልዕ ኣሎ። ሓካይም ግዜኡ ዝሓለፈ መድሃኒት ክህቡን መርፍእን ጓንቲን ኣምኪኖምን ሓጺቦምን ዳግም ክጥቀሙ ምግዳዶም’ውን ይገልጹ።