ስነጥበባዊ መንገሻ ረዳኢ ኣምባሳዳር ባህሊ ትግራይ ሽልማት ተዋሂብዎ

Your browser doesn’t support HTML5

ላዛ ራያ ትግርኛ ዝልለየ ሰነጥበባዊ መንገሻ ረዳኢ ኣምባሳዳር ባህሊ ትግራይ ዝብል መዓርግ ሽልማት ተዋሂብዎ። እዚ መዓርግ ዝተውሃቦ ነቲ ስነ ጥበባዊ ኣፍልጦ ንምሃብ ኣብ መቐለ ኣብ ዝተሰናድአ መድረኽ እዩ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ሽልማት ስነ ጥበባዊ መንገሻ ገለ ካብ ስርሓቱ ኣቕሪቡ ኔሩ።