ኣስመራ —
ብምኽንያት ሃንደበታዊ ሞት መንእሰይ ስነ-ጥበበኛ ስዒድ ኣንዋር ስድራ-ቤቱን መሳርሕቱን ንዘጋጠሞ ሕማም፡ንሓፈሻዊ ባህርያቱን ኣብ ሞይኡን ንዝነበሮ ኣበርክቶን ስነ-ምግባርን ኣመልኪቶም ንድምጺ ኣመሪካ ርእይቶምን ዝክሮምን ኣካፊሎም ኣለዉ ።
Your browser doesn’t support HTML5
ስነጥበበኛ ስዒድ ኣንዋር ብቃላት ሓዉን መሳርሕቱን