ስነ ስርዓት ኣከባብራ በዓል መስቀል ኣብ ከተማ መቐለ
Your browser doesn’t support HTML5
በዓል መስቀል ሎሚ ዓመት ንኻልኣይ እዋኑ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ቀጽሪ ኣብያተ-ክርስትያናት ተዘኪሩ። እዚ ብሰንኪ ስግኣታት ደብዳብ ድሮን ምዃኑ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ካብ ከተማ መቐለ ሓቢሩ'ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5